Pages

Thursday, September 15, 2016

Norwegian Parliament must support the UN and demand that the dictator in Eritrea judged.


Norwegian Parliament must support the UN and demand that the dictator in Eritrea judged. Parliament must stop the dictator's associations in Norway and 2% tax from Norway to the dictator.
Eritrea's dictator commits crimes against humanity and must be judged by the International Court in The Hague.
Parliament must therefore ensure that the government is active in the United Nations:
The resolution of the UN Commission of Inquiry in Eritrea (Coie), will be soon considered by the UN General Assembly. It shows that the human rights violations that have occurred in Eritrea can be categorized as a crime against humanity. Slavery, imprisonment, disappear, torture, persecution, rape and murder is committed on a widespread and systematic manner and continue year after year. This is the reason for the influx of refugees from Eritrea -which is the second largest in Norway. International law states that when these violations can be described as crimes against humanity, they shall be referred to the International Court of Justice.

Thursday, September 8, 2016

መግለጺ ሰዲህኤ ብዛዕባ ባሕቲ መስከረም

ባሕቲ መስከረም፡ ንኤርትራውያን ፍሉይ ትርጕም ዘለዋ ኣገዳሲት ዕለት ኢያ። ኣገዳሲትዝገብራ ድማ፡ ኣብ ኣጽዋርን ሓጺነ-መጺን ዘይኰነስ፡ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ እምነት ኣንቢሩዝተበገሰ ፍትሓዊ ቃልሲ ስለዝዀነ ኢዩ። ስለ’ዚ ኢዩውን፡ እቲ ብመሪሕነት ጅግና ስውእሓምድ ኢድሪስ ዓዋተን ብዉሕዳት ሰባትን ኣረጊትኣጽዋርን ዝጀመረ ቃልሲ ኣብ ሓጺር ግዜነቲ ብዘመናዊ ኣጽዋር ዝተዓጥቀን ናይ ዓለም ደገፍ ዝነበሮን ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያነቕነቕ ከብሎን ድሒሩ እውን ክድምስሶን ዝኸኣለ። ኣብ ውሽጢ 14 ዓመታት ጥራሕ፥ሰውራና ካብ መታሕትን ጐቦታት ሳሕልን ናብ ከባቢ ኣስመራ ክበጽሕ ዝኸኣለሉ ምስጢር ሳላዝነበሮ ህዝባዊ ደገፍ ኢዩ።
መግዛእታዊ ስርዓት፡  ዋላ’ኳ፡ ናይ ኣመሪካ ፡ሶቭየት ሕብረት፡ እስራኤልን ዴሳዊ ደምበንብሓፈሻ ደገፍ እንተነበሮ፡ ንውሳኔን ድሌትን ህዝቢ ኤርትራ ክዓጽፍ ግን፡ ፈጺሙ ኣይከኣለን።እዚ ጥራሕ'ውን ኣይኰነን። ሰውራ ኤርትራ፡ ነህዛብ ጐረባብቲ ሃገራት ኣንጻር ደርባውያንንብሄራውያንን ጨቈንቶም ክለዓሉን ምእንቲ ሓርነቶም ክቃለሱን ኣተባቢዕዎምን ኣርኣያኰይንዎምን ኢዩ።

Sunday, August 14, 2016

ብህይወቱ ቅሳነት ንዝኸልኡዎ ኤርትራዊ ክሳብ መቓብሩ

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራ መቓብር ናይ ዝዓረፉ ቤትሰብ ምንዳቕ ኣጊዱ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ብመሰረት እቲ ሓበሬታ በቲ ወጺኡ ዘሎ ምልካዊ መምርሒ መሰረት፣ መቓብር ስድርኡ ከንድቕ ዝተረኽበ 6 ወርሒ ማእሰርትን 25 ሽሕ ናቕፋ መቕጻዕትን ከም ዝብየነሉ ተፈሊጡ ‘ሎ። እቶም ነዚ ትእዛዝ’ዚ ዘተግብሩ ዘለዉ ኣመሓደርቲ ዓድታት በቶም መቓብር ካብ ምስራሕ ዝኽልከሉ
ብመሰረት እቲ ሓበሬታ በቲ ወጺኡ ዘሎ ምልካዊ መምርሒ መሰረት፣ መቓብር ስድርኡ ከንድቕ ዝተረኽበ 6 ወርሒ ማእሰርትን 25 ሽሕ ናቕፋ መቕጻዕትን ከም ዝብየነሉ ተፈሊጡ ‘ሎ።


Monday, July 25, 2016

ጨንፈር ሰዲህኤ ፍራንክፎርትን ከባቢኡን ኣኼባ ኣካይዱ፡

ብዕለት 24.07.2016 ጨንፈር ፍራንክፎርትን ከባቢኣን ሰዲህኤ ካብ ሰዓት 14፡00 ክሳብ ሰዓት 16፡30 ስሩዕ ወርሓዊ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣኼባ ብኣቦ-መንበር ጨንፈር ሓው ታደሰ ኣስመላሽ ሰላምታን ሰናይ ምንዮትን እዩ ተኸፊቱ።
ብድሕሪ‘ዚ ኣኼበኛ ኣብቶም ዝነበሩ ኣጀንዳታት ብምእታው ሓደ ብሓደ ተዘራሪቡሎም። ብቐዳምነት ውሽጣዊ ስርዒታዊ ጉዳያት ናይ ጨንፈር ኣብ ምጽፋፍ ብዝሕግዝ ሓጺር መግለጺ ሽማግለ ኣቕሪቡ። ንኣሰራርሓ ጨንፈር ብጽፍፉፍ ኣገባብ ንቕድሚት ከሰጉሙዎ ዝኽእሉ፡ ብሽማግለ ይኹን ብኣባላት ነቐፌታን ርእሰ-ነቐፌታን ቀሪቦም። ድሕርዚ ኣኼበኛ ከም ቀዳማይ ኣጀንዳኡ ጉዳይ ጉባአ ጨንፈር ኣልዒሉ ተዘራሪቡ። ጉባአ ጨንፈር ንዕለት 21.08.2016  ክግበርን ንምዕዋቱ ዘድሊ ጻዕርታት ክግበር ድማ ተሰማሚዑ።
ካብዚ ብምቕጻል ኣባላት ጨንፈር ኣብዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ ከይሰልከዩ ዘካይዶዱዎ ዝነበሩ ንጥፈታት፤ ኣባላት ጨንፈር ኣብ ዝሓለፉ ሰላማዊ ሰልፍታት ጊሰንን ጀነቫን ዘርኣይዎ ንጡፍ ተሳትፎታትን፥ ምስቶም ካብ ሰልፍና ወጻኢ ዝኾኑ ደለይቲ ፍትሒ ኮይኖም ናይ ሓባር በዓል ነጻነት ንምብዓል ዘርኣይዎ ተሳትፎን እውን ኣኼባና ኣሞጒሱ። ብድሕሪ‘ዚ ኣኼበኛ ኣብቲ ኣብዚ እዋን‘ዚ ዝዓበየ ምድላዋት ዝግበረሉ ዘሎ ዓመታዊ ፈስቲቫል 2016 ፍራንክፎርት ዘትዩ። ብቐዳምነት ሓው ንጉሰ ጸጋይ ኣባል መሪሕነት ሰልፍን ኣቦ መንበር ኣሰናዳኢት ሽማግለ ፈስቲቫልን፡ ንፈስቲቫል ብከመይ ከነዐውቶ ከም ዝግበኣና ሰፊሕ መግለጺ ኣቕሪቡ።

Thursday, June 9, 2016

FN-rapport: Eritreas ledere bør stilles for retten

Opp til 400.000 mennesker har blitt holdt som slaver i Eritrea de siste 25 årene. Det melder FN, som mener regimet har gjort seg skyldig i systematiske forbrytelser mot menneskeheten.Den nye rapporten fra FN kommer er en knusende dom over aktiviteten til regimet i Eritrea siden 1991.
Rapporten tar til orde for at landets ledere må stilles rettslig til ansvar i en internasjonal domstol.

Monday, May 30, 2016

ስርዓት ኣስመራ ኣብ ኮንፈረንስ ጀነቫ ተኾኒኑ።

ኣባል ፓርላም ስዊዘርላንድ፡ ኣብቲ ኩነታት ኤርትራ ዝተገምገመሉ ንክልተ መዓልታት ኣብ ጀነቫ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ፡ ኣብ ኤርትራ  ዝተፈላለየ ገበናት ይፍጽሙ ንዘለዉ ኣካላት ብትሪ ኮኒኖም። እቶም ኣባል ፓርላማ ኣብ ኤውሮጳ ዘለዉ ገስገስቲ ምስቶም ኣብ ከም ኤርትራ፡ ዝንባቡዌን ኣብ ካለኦት ከባብታትን  ምስ ዘለዉ ዲክታቶራት ክደጋገፉ ምጽነሖም ተቓዊሞም።
ኣብ መኽፈቲ እዚ ናይ 19 ጉንበት 2016 ሰሚናር ክቡር፡ ማኑአል ቶርናረ፡ ናይ ቅድም ከንቲባ ጀነቫን ኣባል ሃገራዊ ባይቶን ኮሚተ ወጻኢ ጉዳያትን፡ ኣብዚ እዋንዚ 30% ካብ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጨንቂ ይነብር ብምህላዉ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊጾም። ኣተሓሒዞም ድማ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ገበን በቲ ብሕቡራት ሃገራት ብዝቖመ ኮሚተ ብዝቐረበ 483 ገጻት ዘለዎ ጸብጻብ ምቅልዑ ከም ዘሕጐሶም ጠቒሶም፡ ድሕሪ እዚ ተሓታቲ ናይቲ ገበን ክንጸር ትስፉው ምዃኖም ሓቢሮም። ንሶም ኣተሓሒዞም ኣብ ቅርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰል ኣብ ጀነቫ ዝተዘርበ ቅድሚ 80 ዓመታት፡ ንጉስ ሃይለስላሴ ኣንጻር ናይ ሽዑ ፋሺሽታዊ ግፍዒ ናብ ሕቡራት ሃገራት ጥርዓን ኣብ ዘቕረብሉ እዩ ነይሩ ኢሎም።