Pages

Monday, January 28, 2013

2 ወተሃደራውያን መራሕቲ ምንቅስቓስ 21 ጥርን 2 ዓበይቲ ሰበስልጣን መንግስትን ተኣሲሮም

PDFPrintE-mail
epdp-logo3ንቀጽሪ ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ሒዞም ዝውዓሉ ኣባላት ምንቅስቓስ 21 ጥሪ፡ ነቶም ሓለፍትን ሰራሕተኛታትን እቲ ቤት ጽሕፈት ብናጻ ለቒቖም ነናብ ዝመጽዎ ቦታታት ምስ ተመልሱ፡ ገበነኛ ስርዓት ኢሳያስ ከም ኣመሉ ናይ ማእሰርትን ምስጓግን ተግባራት ከካይድ ጀሚሩ ኣሎ። ክሳብ ሕጂ በቲ ስርዓት ተታሒዞም ዘለዉ ድማ፡

  1. ኮለነል ሳልሕ ዑስማን
  2. ኮለነል ስዒድ ዓሊ ሓጃይ (ወድ ዓሊ)
  3. ዓብደላ ጃብር፡- ሓላፊ ውድባዊ ጕዳያት ህግዲፍ
  4. ሙስጣፋ ኑርሑሴን፡- ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ

ኢዮም።

ኮለነል ስዒድ ዓሊ ሓጃይ (ወድ ዓሊ) ተቐቲሉ ዝብል ዘይተረጋገጸ ሓበሬታ ውን ኣሎ።

No comments:

Post a Comment